Fana: At a Speed of Life!

ክልል ቤኒንሻንጉለ ጉሙዝ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር 284 ማሕረዲ እንስሳትን 40 ኩንታል ስንቂን ሓገዝ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ክልል ቤኒንሻንጉለ ጉሙዝ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር 284 ማሕረዲ እንስሳትን 40 ኩንታል ስንቂን ሓገዝ ገይሩ።

እቲ ክልል፥ ካብ ዝተፈላለዩ ዞባታትን ወረዳታትን ዘተኣኻኸቦ ሓገዝ ኢዩ ዓበይቲ ዓዲን ተወከልቲ ማሕበረሰብን ኣብ ዝተረኸቡሉ ንሰራዊት ምክልኻል ኣረኪቡ ዘሎ።

እቲ ሎሚ መዓልቲ ዝተገበረ ሓገዝ 43 ኣባጊዕን ኣጣልን፣ 41 ሰንጋታትን 40 ኩንታል ስንቂን እንትኸውን፥ እቲ ክልል ቅድሚ ሕዚ 20 ሚሊየን ብር ዝግመት ተመሳሳሊ ሓገዝ ምግባሩ ይዝከር።

እቲ ዝተገበረ ሓገዝ ሚኒስትር ዲኤታ ምክልኻል ማርታ ሉዋጂ ከምዝተረከበኦ ግዜኢ ፀብፂቡ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.