Fana: At a Speed of Life!

ክልል ሶማሌ ንሰራዊት መከላኺሊ ሓገዝ ዓይነት ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ብሄራዊ ክልል ሶማሌ ንሰራዊት ምክልኻል ሓገዝ ምግቢን ምግቢ ተንከፍ ዘይኮኑ ናውቲን ኣበርኪቱ።

እቲ ክልል ቅድሚ ሕዚ ብዙሓት ሓገዛት ዝገበረ እንትኸውን፥ ኣብቲ ናይሕዚ ሓገዝ 11 ሺሕ ሽርጣት፣ 500 ካርቶን ተምሪን 150 ካርቶን ፀባን ነቲ ሰራዊት ሓገዝ ምግባሩ ካብ ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

ብተመሳሳሊ ዜና ቢሮ ጥዕና ክልል ሲዳማ ህወሓ ንዘዕነዎም 10 ጣቢያታት ሕክምና መሊሱ ንምህናፅን እታወት ንምምላእን ሙሉእ ሓላፍነት ተረኪቡ።

ኣባላት ማኔጅመንት እቲ ቢሮ፣ ውልቀ ትካላት ጥዕና እቲ ክልልን ተወከልቲ ማሕበረሰብን እታወት ሕክምናን ሰብኣዊ ሓገዝን ብመሓዝ ኣብ ክልል ኣምሓራ ዞባ ሰሜን ሸዋ በቲ ኲናት ዝተጎድኡ መውሃቢ ኣገልግሎት ጥዕና ተዓዚቦም፡፡

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.