Fana: At a Speed of Life!

ክልል ሲዳማ ኣብ ክልል ዓፋር ንዝተመዛበሉ ዜጋታት ሓገዝ 40 ሚሊየን ብር ኣረኪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ክልል ሲዳማ ኣብ ክልል ዓፋር ብወራር ግብ ረራዕዲ ህወሓት ካብ መረበቶም ንዝተመዛበሉ ዜጋታት ዝውዕል 40 ሚሊየን ብር ዝግመት ሓገዝ ኣበርኪቱ።

እቲ ሓገዝ፥ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሲዳማ ኣይተ ደስታ ሊዳሞ ንርእሰ ምምሕዳር ክልል ዓፋር ኣይተ ኣወል ኣርባ ኣረኪቦምዎ፡፡

ካብ ሞንጎ እቲ ዝተገበረ ሓገዝ እቲ 30 ሚሊየን ብጥረ ገንዘብ ዝተበርከተ እንትኸውን፥ 10 ሚሊየን ድማ ብዓይነት ዝተገበረ ኢዩ ተባሂሉ፡፡

ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.