Fana: At a Speed of Life!

ክልል ሲዳማ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ብድርቂ ንዝተጎድኡ ወገናት ዝውዕል 20 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ክልላዊ መንግስቲ ሲዳማ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ብድርቂ ንዝተጎድኡ ወገናት ዝውዕል 20 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሩ።

እቲ ሓገዝ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሲዳማ ኣይተ ደስታ ሌዳሞ ንርእሰ ምምሕዳር ብሄራዊ ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ከምዘረከቡዎም ካብ ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ክልል ኦሮሚያ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.