Fana: At a Speed of Life!

ክልል ሃረሪ ንሰራዊት ምክልኻል ዝውዕል 40 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ክልልላዊ መንግስቲ ሃረሪ ንሰራዊት ምክልኻል ዝውዕል 40 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሩ።

ካብ ሞንጎ ዝተገበረ ሓገዝ እቲ 8 ሚሊየን ብር ብዓይነት እንትኸውን፥ 32 ሚሊየን ብር ድማ ብጥረ ገንዘብ ዝተገበረ ኢዩ።

እቲ ሓገዝ ርእሰ መምሐዳር እቲ ክል ኣይተ ኦርዲን በድሪ ንሚኒስትር ዲኤታ ምክልኻል ማርቲ ሊዊጂ ኣረኪቦም።

ኣይተ ኦርዲን ከምዝበሉዎ፥ እቲ ክልል ንሰራዊት ምክልኻል ዝገብሮ ኩለመዳይ ሓገዝ ኣጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ።

የክልሉ መንግስት በተለይ ከደጀንነት ባለፈ ህዝብና አመራሩ በግንባር ለመሰለፍ ቁርጠኛ መሆኑን ነው የገለጹት፡፡

ብኻሊእ መዳይ ካብ ዝተላለዩ ዞባታት ክልል ኦሮሚያ ዝተውፃእፅኡ ክፋላት ሕብረተሰብ ንሰራዊት ምክልኻል ሓገዝ ገይሮም።

ብምስክር ስናፍቅ

ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.