Fana: At a Speed of Life!

ክልላትን ዝተፈላለያ ትካላትን ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ደገፍ ገይረን

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ክልላትን ዝተፈላለያ ትካላትን ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ደገፍ ገይረን።

እቲ ደገፍ፥ ጥረ ገንዘብ፣ ኣብዑርን ካልኦት ብዓይነትን ኢዮም።

ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስተር፣ ክልል ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያን ተፀዋዕቲ ትካላትን ከምኡወን ትካላት ኣቕረብቲ ነዳዲ እቲ ደገፍ ዝገበራ ኢየን።

ክልል ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ 26 ሚሊየን ብር ከምኡውን ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስተር 90 ነጥቢ 8 ሚሊየን ብር ዝዋግኡ ደገፍ ገንዘበን ዓይነትን ገይረን።

ትካላት ኣቕረብቲ ነዳዲ ድማ 2 ሚሊየን ብር ብጥረ ገንዘብ ደገፍ ገይረን።

ሚኒስትር ዴኤታ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ወይዘሮ ማርታ ሉዊጂ ነቲ ዝተገበረ ደገፍ ምምስጋነንን እቲ ደገፍ ቀፃንት ንክህልዎ ምሕታተንን ተገሊፆ።

ብወንድሙ ኣዱኛ

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.