ክሌማዊ ለውጢ ኣብ ልዕሊ ሊቢያ ዝበፅሐ ሓደጋ ውሕጅ ዝኸፍአ ንክኸውን ገይሩ-መፅናዕቲ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ክሌማዊ ለውጢ ኣብ ልዕሊ ሊቢያ ዝበፅሐ ሓደጋ ውሕጅ ዝኸፍአ ንክኸውን ከምዝገበሮ መፅናዕቲ ኣረጋጊፁ።
ካብ ዝተፈላለያ ሃገራት ብምእካብ ክሌማዊ ለውጢ ዓለም ብምፅናዕ መፍትሒ ዘርእዩ ኣባላት ጉጅለ ሳይንቲስታት ሎሚ መዓልቲ ርካቦም ዕላዊ ገይሮም።
ብመሰረት እዚ ኣብ ሊቢያ ህይወት ብዙሓት ዘጥፈአ ሓገዳ ውሑጅ ምኽኒያቱ ምዝባዕ ክሌማዊ ለውጢ እቲ ከባቢ ከምዝኾነ ምግላፆም ኤቢሲ ኒውስ ፀብፂቡ።
ደቂ ሰባት ብሰንኪ ዘብፅሕዎ ብኽለት ኣየር ምዝባዕ ኣየር ንከጋጥምን ከቢድ ዝናብ ንክዘንብን ይገብር ከምዘሎ ተሓቢሩ።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።