ኬኒያውያን ፕሬዚዳንታዊ መረፃ የካይዱ ኣለዉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኬኒያውያን ፕሬዚዳንታዊ መረፃ ሎሚ መዓልቲ የካይዱ ኣለዉ።
ኣብቲ ፕሬዚዳንታዊ ምርጫ፥ ነበር ፕሬዚዳንት ኡሁሩ ኬንያታ ዝትክኡ ኣርባዕተ ሕፁያት ቀሪቦም።
ይኹን እንበር ኣብቲ ምርጫ፥ ምክትል ፕሬዚዳንት እታ ሃገር ዊሊያም ሩቶን ነበር ቀዳማይ ሚኒስትር ራይላ ኦዲንጋን ቀንዲ ተነሓናሕቲ ከምዝኾኑ ተሓቢሩ።
ኣብቲ ዝካየድ ዘሎ ምርጫ ንምስታፍ 22 ሚሊየን ኬንያውያን ዝተመዝገቡ እንትኾኑ፥ 40 ሺሕ ጣቢያታት ምርጫ ምጥያሾም ቢቢሲ ፀብፂቡ።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።