Fana: At a Speed of Life!

ኬኒያዊ በዓል ዋና ክብረ ወሰን ማራቶን ኣትሌት ከልቪን ኪፕቱም ካብዚ ዓለም ብሞት ተፈሊዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኬኒያዊ በዓል ዋና ክብረ ወሰን ማራቶን ወዲ 24 ዓመት ኣትሌት ከልቪን ኪፕቱም ካብዚ ዓለም ብሞት ተፈሊዩ።

እቲ ኣትሌት ብሰንኪ ሓደጋ መኪና ህይወቱ ከምዝሰኣነ ኣብ ኣትሌቲክስ ዓለም ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

ብተወሳኺ ሩዋንዳዊ ኣሰልጣኒኡ ጋርቫይስ ሃኪዚማና ብሰንኪ እቲ ሓደጋ ህይወቱ ከምዝሓለፈ ተገሊፁ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.