Fana: At a Speed of Life!

ካናዳ ስምምዕነት ሰላም ንኢትዮጵያ ሰላምን ድሕንነትን ወሳኒ ስጉምቲ ኢዩ ኢላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተገበረ ስምምዕነት ሰላም ንኢትዮጵያ ሰላምን ድሕንነትን ወሳኒ ስጉምቲ ኢዩ ክትብል ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣታ ሃገር ሜላኒ ጆሊ ገሊፀን።

እተን ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየአን ካናዳ ኣብ መንጎ መንግስቲ ኢትዮጵያን ህወሓትን ዝተገበረ ስምምዕነት ሰላም ከምእትንእድ ተዛሪበን።

እቲ ዝተገበረ ስምምዕነት ሰላም ንኢትዮጵያ ሰላምን ድሕንነትን ወሳኒ ስጉምቲ ኢዩ ኢለን።

ኣብቲ ከይዲ ሰላም ንዝተሳተፉ ኩሎም ኣካላት ኣመስጊነን።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.