Fana: At a Speed of Life!

ካብ ግድብ ህዳሰ ዝፍልፍል ሓይሊ ናብ ዋና ግሪድ ንኸኣቱ ዝካየድ ፅገናን ስራሕቲ ፍተሸን መስመር ኣብ ዝቕፅል ሰሙን ክጅመር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ግድብ ህዳሰ ዝፍልፍል ሓይሊ ናብ ዋና ግሪድ ንኸኣቱ ዝካየድ ፅገናን ስራሕቲ ፍተሸን መስመር ኣብ ዝቕፅል ሰሙን ከምዝጅመር ሓሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።

እቲ መስመር መተሓላለፊ ሓይሊ÷ ልዕሊ 30 ወረዳታት ክልላት ኦሮሚያን ቤኒንሻንጉል ጉሙዝን ኣቋፁ ኣዲስ ኣበባ ከምዝኣቱ እውን ተገሊፁ።

ኣብቲ ርሕቐት ዝስርሑ ስራሕቲ ሓይሊታት ፀፅታ ክልላትን ነበርቲን ኣድላዪ ምትሕብባር ንኽገብር ተሓቲቱ።

ብቆንጅት ዘውዴ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrgna

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.