Fana: At a Speed of Life!

ካብ ጅቡቲ 94 ኣብ ፀገም ዝነበሩ ዜጋታት ናብ ሃገሮም ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ጅቡቲ 94 ኣብ ፀገም ዝነበሩ ኢትዮጵያዊያን ናብ ሃገሮም ከምዝኣተዉ ተገሊፁ።

ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ጂቡቲ ምስ ትካል ኣይኦኤም ብምትሕብባር 94 ስሩዓት ዘይኮኑ ፍልሰተኛታት ናብ ኢትዮጵያ ንክምለሱ ምግባሩ ኣፍሊጡ።

እቲ ኤምባሲ ሕጋዊ ብዘይኮነ መገዲ ካብ ሃገር ብምውፃእ ናብ ካሊእ ሃገር ምእታው ኣብ ልዕሊ ህይወት ደቂ ሰባት ዘስዕቦ ጉድኣት ንቐንስ ክብል ፃውዒት ኣቕሪቡ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.