Fana: At a Speed of Life!

ካብ ወፃኢ ዝኣትዉ ፍርያታት ብፍርያት ውሽጢ ዓዲ ንምትካእ እናተሰርሐ ዝርከብ ስራሕ ውፅኢታዊ ከምዝኾነ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ወፃኢ ዝኣትዉ ፍርያታት ብፍርያት ውሽጢ ዓዲ ንምትካእ እናተሰርሐ ዝርከብ ስራሕ ውፅኢታዊ ከምዝኾነ ሚኒስቴር ኢንዱስትሪ ገሊፁ።

“ንሰራዊት ምክልኻል ዝኸውን ክዳንን ጫማን ምቕራብ ብምኽኣልና ኩረዓት ይስመዐና” ክብሉ እውን ሚኒስትር ኢቲ ሚኒስቴር ኣይተ መላኩ ኣለበል ተዛሪቦም፡፡

ኣብ ዝሓለፉ እዋናት 1 ሚሊየንን 55 ሺሕን ጫማ ንሓይሊ ፀፅታ ብምቕራብ ሸርፊ ወፃኢ ምትራፍ ከምዝተኸኣለ ብምግላፅ፤ ልዕሊ 718 ሺሕ ጫማታት ድማ ንተምሃሮ ምቕራብ ከምዝተኸኣለ ገሊፆም፡፡

ካብ ወፃኢ ዝኣትዉ ፍርያታት ብፍርያት ውሽጢ ዓዲ ንምትካእ እናተሰርሐ ከምዝኾን ሙሉእ ብሙሉእ ምትካእ ከምዝከኣልን እዚ ኣፈፃፅማ ድማ መርአዪ ከምዝኾነ ኢዮም ዝሓበሩ፡፡

ብኣልማዝ መኮንን

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.