Fana: At a Speed of Life!

ካብ ወፃኢ ዝኣትዉ ፍሪያታት ብናይ ውሽጢ ዓዲ ንምትካእ ዘኽእል መምርሒ መመሓየሺ ቀረፅን ታክስን ዕላዊ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣  30 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ወፃኢ ዝኣትዉ ፍሪያታት ብናይ ውሽጢ ዓዲ ንምትካእ ዘኽእል መምርሒ መመሓየሺ ቀረፅን ታክስን ዕላዊ ተገይሩ።

እቲ መምርሒ ካብ ሚኒስቴር ገንዘብ፣ ሚኒስቴር እቶት፣ ሚኒስቴር ንግዲን ኢንዱስትሪን ከምኡውን ኮሚሽን ጉምሩክ ዝተውፃእፅኡ ላዕለዎት ሰብ ሞያ ብዝተጣየሸ ኮሚቴ ታሪፍ ዝተዳለወ አነትኸውነ፥ ለዕሊ 8 ሺሕ ጥረ ኣቑሑ፣ ሸቀጣትን ናውቲታት ካፒታልን ዘካትት ኢዩ ተባሂሉ።

ዓውዲ ምፍራይ ግብርና ብምድጋፍ ካብ ወፃኢ ዝኣትዉ ፍሪያታት ብናይ ውሽጢ ዓዲ ንምትካእ ዘኽእል መምርሒ መመሓየሺ ቀረፅን ታክስን ከምዝኾነ እውን ተገሊፁ።

እቲ ፍርያት በዝድለ ፅርየትን መጠንን ዝምረት አንተኾይኑ ካብ ወፃኢ ኣብ ልዕሊ ዝኣቲ ተመሳሳሊ እቶት ልዑል መጠን ታክሲ ምንባር ኣብ ውሽጢ ዓዲ ዝፈሪ ፍሪያት ብዝበለፀ ተወዳዳሪ ንክኸውን ዘኽእል ከምዝኾነ መግላፁ ካብ ሚኒስቴር ገንዘብ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረደእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.