Fana: At a Speed of Life!

ካብ ወራር ናፃ ዝወፅኡ ከባቢታት ዞባ ሰሜን ሸዋ ስሩዕ መንግስታዊ ሰራሕ ካብ ሰኑይ ጀሚሩ ክቕፅል ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ወራር ናፃ ዝወፅኡ ከባቢታት ዞባ ሰሜን ሸዋ ስሩዕ መንግስታዊ ሰራሕ ካብ ሰኑይ ጀሚሩ ከምዝቕፅል ዋና ኣመሓዳሪ እቲ ዞባ ኣይተ ታደሰ ገብረፃዲቅ ኣፍሊጦም።

እቲ ወራሪ ጉጅለ ወሪሩዎም ኣብ ዝነበረ ከባቢታት ብዙሓት ጥፍኣታት እናፈፀመ ምፅንሑ ዝሓበሩ እቶም ኣመሓዳሪ፥ ካብ ወራሪ ናፃ ዝኾኑ ከባቢታት እቲ ዞባ ስሩዕ ምንቅስቓስ መንግስቲ ካብ ሰኑይ ጀሚሩ ከምዝቕፅ ገሊፆም፡፡

ነዚ ድማ ስራሕቲ ቅድመ ምድላው ከምዝተዛዘመ ኢዮም ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬቲንግ ዝሓበሩ፡፡

ብግበረ ራዕዲ ህወሓት ተታሒዞም ዝነበሩ ቦታታት እቲ ዞባ ብቃልሲ ወገን ጦርን ማሕበረሰብን ናፃ ከምዝወፅኡ ኣብሪሆም፡፡

ብኤሊያስ ሹምዬ

ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.