Fana: At a Speed of Life!

ካብ ክልል ደቡብ ዝተውፃእፅኡ ነበር ኣባላት ሰራዊት ኣብ ግምባር ናብ ሰራዊት ምክልኻል ተፀምቢሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ዝተፈላለያ ዞባታት ክልል ብሄር ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ደቡብ ዝተውፃእፅኡ ነበር ኣባላት ሰራዊት፣ ተመለስቲ ኣባላት ሰራዊትን ሚሊሻታትን ኣብ ግምባር ናብ ሰራዊት ምክልኻል ሎሚ መዓልቲ ተፀምቢሮም።

ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ዘዘራረቦም ኣቶም ኣባላት፥ ሃገር እንድሕር ዘይሃሊያ ድቃስ የብልናን ድቃስ እውን ኣይሕሰብን ኢሎም።

እቶም ኣባላት ጁንታን ልኡኻቱን ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ዝፈፀሙዎም ከምኡ እውን እናፈፀሙዎም ዝርከቡ ኢ-ሰብኣዊ ተግባራት ኮኒኖም።

ጉጅለ ግብረ ራዕዲን ወራሪን ህወሓት ናይ ህይወስ መስዋእትነት ከፊሎም ንምቕባር ናብ ሰራዊት ምክልኻል ከምዝተፀምበሩ ተዛሪቦም።

ብብስራት መንግስቱ

ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.