ካብ ኣቑሑት ኤሌክትሮኒክስን ኮሙዩኒኬሽንን 3 ነጥቢ 7 ሚሊየን ዶላር ተረኺቡ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቀዳማይ ርብዒ ዓመት እቲ በጀት ዓመት ናብ ወፃኢ ካብ ዝተለኣኸ ኣቑሑት ኤሌክትሮኒክስን ኮሙዩኒኬሽንን 3 ነጥቢ 7 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ተረኺቡ።
ዳይሬክተር ኤሌክትሮኒክስን ኮሙዩኒኬሽንን ኣይተ ፀሃዬ ይነሱ፥ ዓቕሚ ዕድጊት መፍረይቲ ኢንዱስትሪ ንመድንፋዕ ምትእስሳር ፍርያትን እታወትን ናይ ምፍጣር ዝተዋደደ ኣሰራርሓ ናይ ምጉልባት ከምዝተሰርሑ ተዛሪቦም።
ኢንቨስትመንት ንምዕባይ ብዝተሰርሑ ስራሕቲ 4 ፕሮጀክታት ናብ ምፍራይ ዝተሰጋገሩ እንትኾኑ፥ ሰለስተ ኢንተርፕራይዛት ድማ ስራሕቲ ምስፍሕፋሕ ከምዝተሳለጡ ካብ ሚኒስቴር ንግዲን ኢንዱስትሪን ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።
ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ!
ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!
መከላከያ ይደግፉ/ፋ!
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።