Fana: At a Speed of Life!

ካብ ኢንዱስትሪታት ዝወፅእ ፈሳሲ ጎሓፍ ንምቁፅፃር ዘኽእል ስርዓት ዲጂታል ስራሕ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፍሉይ ዞባ ኢኮኖሚ ኣዳማ÷ ካብ ኢንዱስትሪታት ዝወፅእ ፈሳሲ ጎሓፍ ብዘበናዊ መገዲ ንምቁፅፃር ዘኽእል ስርዓት ዲጂታል ስራሕ ኣጀሚሩ፡፡

እቲ ስርዓት ዲጂታል ኣወሃህባ ግልጋሎት ንምስላጥ ከምዝሕግዝ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ፍስሃ ይታገሱ (ዶ/ር) ገሊፆም፡፡

ኣብ ኣዳማ ዝተጀመረ ልምዲ ብምውሳድ ኣብ ካልኦት ዞባታት ኢኮኖሚ ንምትግባር ክስራሕ እዩ ምባሎም ኣብቲ ኮርፖሬሽን ዝተረኸበ ሓበሬታ የረድእ፡፡

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.