Fana: At a Speed of Life!

ካብ ንግዲ ወፃኢ ወርቂ 274 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ተረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ትሽዓተ ኣዋርሕ ካብ ንግዲ ወፃኢ ወርቂ 274 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ከምዝተረኸበ ሚኒስቴር ዕደና ኣፍሊጡ።

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣብ መበል 29 ስሩዕ ኣኼብኡ ፀብፃብ ኣፈፃፅማ ስራሕ 9 ኣዋርሕ እቲ ሚኒስቴር የዳምፅ ኣሎ።

ሚኒስትር ዕደና ሃብታሙ ተገኝ (ኢ/ር)፥ ፍሪያት ዕደና ወፃኢ ብስፍሓትን ፅርየትን ንዕዳጋ ዓለም ብምቕራብ ሸርፊ ወፃኢ ክብ ምባል ኣብ ዘኽእሉ ጠመተ ብምሃብ ከምዝተሰርሐ ተዛሪቦም።

ብኩባኒያታት 2 ነጥቢ 414 ቶን፣ ብባህላዊ 0 ነጥቢ 609 ቶን ብሓፈሻ 3 ነጥብ 023 ቶን ወርቂ ናብ ብሄራዊ ባንክ ከምዝቐረበ ተዛሪቦም።

ብመሰረት እዚ 274 ሚሊየን ዶላር ሸርፊ ወፃኢ ከምዝተረኸበ ኣብሪሆም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.