ካብ ባሌን ምዕራብ ወለጋን ዝተውፃእፅኡ ናብ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝሕወሱ መናእሰይ ምፍናው ተገይሩሎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ባሌን ዞባ ምዕራብ ወለጋን ዝተውፃእፅኡ ናብ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝሕወሱ መናእሰይ ምፍናው ተገይሩሎም።
እቶም መናእሰይ፥ ልእላውነት ሃገር ንምኽባር ዝተገበረ ፃውዕት ብምቕባእ ብድልየቶም ናብ ሰራዊት ንምሕዋስ ከምዝወሰኑ ተዛሪቦም።
” ኣብ ልዕሊ ሃገር ዘንፀላለወ ትንኮሳ ውሽጢን ወፃኢን ብምምካት ልእላዊት ኢትዮጵያ ንክትቅፅል ትፅቢት ዝግበረልና ዜግነታዊ ሓላፍነት ክንዋፃእ ኢነ” ኢሎም።
እቶም መናእሰይ ልእላውነት ሃገር ንምኽባር ብዝረኸብዎ ታሪኻዊ ዕድል ከምዝተሓጎሱ እውን ገሊፆም።
ኣብቲ ስነ ስርዓት ምፍናው ኣባ ገዳታት፣ ሃደ ሲንቄታት፣ ኣቦታት ሃይማኖትን ኣመራርሓታት መንግስትን ተረኺቦም ክብል ግዜኢ ፀብፂቡ።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፥
ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanaእ broadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።