ካብ ቁፅፅር ወፃኢ ዝኾነ ሮኬት ቻይና ኣብ ውቅያኖስ ህንዲ ወዲቑ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ካብ ቁፅፅር ወፃኢ ዝኾነ ሮኬት ቻይና ኣብ ውቅያኖስ ህንዲ ከምዝወደቐ ኢንስትቲዩት ስፔስ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።
ዋና ዳይሬክተር እቲ ኢንስትቲዩቱ ኣብዲሳ ይልማ ንኢቲቪ ከምዝበልዎ፥ ሎንግ ማርች 5ቢ ሮኬት ዝተወሰነ ክፋሉ ኣብ መሬት እንተይበፅሐ ተቓፂሉ።
ዝተረፈ ስብርባር ድማ ኣብ ውቅያኖስ ህንዲ፣ ማልዲስ ደሴት ወዲቑ ኢሎም።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።