ካብ ሽይጣት ሓይሊ ኤሌክትሪክ ልዕሊ 83 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ተረኺቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ 2015 ዓ.ም ኢትዮጵያ ናብ ጎረባብቲ ሃገራት ካብ ዘቕረበቶ ሽይጣት ሓይሊ ኤሌክትሪክ ልዕሊ 83 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ከምዝተረኸበ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።
ዳይሬክተር ኮሙኒኬሽን እቲ ትካል ሞገስ መኮንን፥ ንጅቡቲ፣ ኬንያን ሱዳንን ሽይጣት ሓይሊ ኤሌክትሪክ ዝቐረበለን ሃገራት ኢየን ኢሎም።
እቲ ሽይጣት እዚ ዞባ ብኢኮኖሚ ናይ ምትእስሳር ትልሚ ሓደ ኣካል ከምዝኾነ ተገሊፁ።
ኣብ 10 ኣዋርሕ በጀት ዓመት 2015 ዓ.ም 12 ሺሕን 126 ጊጋ ዋት ሽይጣት ከምዝተፈፀመ ግዜኢ ፀብፂቡ።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።