Fana: At a Speed of Life!

ካብ ሶማሊያ ተመዛቢሎም ናብ ኢትዮጵያ ንዘኣተዉ 100 ሺሕ ዝኾኑ ስደተኛታት ሓገዝ ይግበር ኣሎ – ኤጀንሲ ሰራሕተኛታት ውሕመ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምኽንያ ጎንፂ ኣብ ቀረባ እዋን ካብ ሶማሊያ ተመዛቢሎም ናብ ኢትዮጵያ ንዘኣተዉ 100 ሺሕ ዝኾኑ ስደተኛታት ሓገዝ እናተገበረ ምዃኑ ኤጀንሲ ሰራሕተኛታት ውድብ ሕቡራት መንግስታት ገሊፁ።

እቶመወ ስደተኛትት ኣብ ዝሓለፉ ኣርባዕተ ሰሙናት ካብጎንፂ ከባቢ ተሰዲዶም ናብ ክልል ኢትዮጵያ ሶማሌ ዞባ ዶሎ ዝኣተዉ ከምዝኾኑ ተሓቢሩ፡፡

ናብ ኢትዮጵያ ዝኣተዉ ስደተኛታት÷ ቀረብ ምግቢ፣ ሃነፅቲ ምግቢ፣ መስተ ማይ፣ መፅለሊን ናውቲ ሕክምናን ከምዘድልዮም ምግላፆም ካብቲ ኤኤጀንሲ ዝረኸብናዮ ሓሬታ የረድእ፡፡

መብዛሕተኦም ስደተኛታት ኣዴታት፣ ህፃናትን ሽማግለታን ከምዝኾኑ ተገሊፁ፡፡

#Ethiopia

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.