ካብ መቕደላ ተዘሪፎም ዝተወሰዱ ሓድጊታት ኢትዮጵያ ተመሊሶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ካብ መቕደላ ተዘሪፎም ዝተወሰዱ ሓድጊታት ኢትዮጵያ ኣብ ለንደን ንዝርከብ ኤምባሲ ኢትጵያ ተመሊሶም።
ብ1868 ብሃፀይ ቴድሮስ ዘመነ መንግስቲ ኣብ እዋን ኲናት መቅደላ ኣምባ ዝተዘረፉ ሓድጊታት ኢትዮጵያ ብዕሊ ናብቲ ኤምባሲ ተመሊሶም።
ካብ ሞንጎ ዝተመለሱ ሓድጊታት ብኢድ ዝተፅሓፈ መፅሓፍ ቅዱስ፣ መሳቕል፣ ኣብቲ እዋን ንኲናት እናተጠቐሙሎም ዝነበሩ ጋሻታት፣ ብቀርኒን ብሪን ዝተለመፁ ዋናጩን ማንካታትን ከምኡ እውን ናይ ጳጳሳት ኣክሊላትን ካልኦት ሓድጊታትን ይርከቡዎም፡፡
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።