Fana: At a Speed of Life!

ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ንሰለስተ ተኸታተልቲ ዝፀንሕ ብማሕበራዊ ሚዲያ ንብሄራዊ ቦርድ መረፃ ይሕተቱ ከምዝተዳለወ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ንሰለስተ ተኸታተልቲ ዝፀንሕ ብማሕበራዊ ሚዲያ ንብሄራዊ ቦርድ መረፃ ይሕተቱ ከምዝተዳለወ ተገሊፁ።

እቲ ማሕበራዊ ሚዲያ ቦርድ መረፃ ከምዝሓበሮ፥ ኣብ ጉዳይ መረፃ ጥራሕ ንሰለስተ ተኸታተልቲ መዓልቲታት ሕቶታት ምቕራብ ይከኣል ኢዩ፡፡

እቲ ቦርድ ኣብ ዘዳለዎ መድረኽ ተሳትፎ ማሕበራዊ ሚዲያ ሕቶታት ኣብ መልእኽቲ መውሃቢ ገፅ ቦርድ መረፃ ኣቢሎም ከምኡ እውን ኣብ መውሃቢ ርኢቶ ምልኣኽ ከምዝከኣል ተገሊፁ፡፡

ዋና ኣካቢት ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ብርቱካን ሚደቅሳ፥ ሓሙስ 27 ጥሪ 2013 ዓ.ም ኣብቲ ፌስቡክ ገፅ ቀጥ ኣቲየን ንዝቐረቡ ሕቶታት ምላሽ ክህባ ኢየን ዝብል ትፅቢት ኣሎ፡፡

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.