Fana: At a Speed of Life!

ካቢኔ ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ንሕውየትን ዳግመ ህንፀትን ትግራይ ብምጥማት ኣብ ዝተሰናደአ ሰነድ ዘቲዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ካቢኔ ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘሳለጦ ስሩዕ ኣኼብኡ ንሕውየትን ዳግመ ህንፀትን ትግራይ ጠሚቲ ኣብ ዝተሰናደአ ሰነድ ዘቲዩ።

ዘተ ድሕሪ ምክያድ ኣብ ዝቕፅሉ ኣዋርሕ ዝዕመሙ መደባት ብምንፃር ተግባራዊ ክኸውን ኣንፈት ከምዘቐመጠ ኣብ ቤት ፅሐፈት ግዚያዊ ርእሰ ምምሕዳር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲይኡ ኣብ ዘመሓላለፎ መልእኽቲ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

ብተወሳኺ እቲ ካቢኔ ህልው ኩነታት ብዝርዝር ብምግምጋም ኣንፈታት ከምዘቐመጠ ተገሊፁ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.