Fana: At a Speed of Life!

ካልኣይ ፋብሪካ ዘይቲ ኣቮካዶ ስራሕ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ካልኣይ ፋብሪካ ዘይቲ ኣቮካዶ ስራሕ ከምዝጀመረ ተገሊፁ።

ዋይ ቢ ኤም ዝተብሃለ እቲ ፋብሪካ፥ ብ104 ሚሊየን ብር ኣብ ፓርክ ኢንዱስትሪ መቀነባበሪ ሕርሻ ይርጋለም ዝተጣየሸን ናይ ኣቮካዶ ዘይቲ ብምፍራይ ናብ ወፃኢ ዝልእኽን ኢዩ፡፡

ምስ 40 ሺሕ ሓረስቶት ምትእስሳር ብምፍጣር ኣቮካዶ ናብ ዘይቲ ብምቕያር ናብ ኣውሮፓ ከምዝልእኽ መካየዲ ስራሕ እቲ ፋብሪካ ኣይተ ታመነ ጎበና ገሊፆም፡፡

እቲ ፋብሪካ ስራሕ ካብ ዝጅምር ክልተ ሰሙን ከምዝኾኖ ካብ ሚኒስቴር ንግዲን ኢንዱስትሪን ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

ከባቢኦም ያሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.