ኩባንያ ሳይመንስ ኣብ ኢትዮጵያ ኣማራፅታት ልምዓት ኢነርጂ ንምስታፍ ባህጊ ከምዘለዎ ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኩባንያ ኢነርጂ ሳይመንስ ኣብ ኢትዮጵያ ኣማራፅታት ልምዓት ኢነርጂ ንምስታፍ ባህጊ ከምዘለዎ ገሊፁ።
ሚኒስትር ማይን ኢነርጂ ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር፣ኢ/ር)ምስ ኣምባሳደር ጀርመን ኣብ ኢትዮጵያን ሕብረት ኣፍሪካን ስቴፋን ኣወርን ተወካሊ እቲ ኩባኒያን ዘቲዮም።
እቲ ዘተ፥ ኣብ ኢንቨስትመንት ልምዓት ኢነርጂ ዝጠመተ ከምዝኾነ ተገሊፁ።
ሃብታሙ ኢተፋ(ዶ/ር፣ ኢ/ር)፥ ብቕዓት ቀረብ ሓይሊን ውፅኢታውነትን ዝሕግዙ ኩባኒያታት ውልቀ ዓውዲ ኣብ ልምዓት ተሓዳሲ ሓይሊ ንክዋፈሩ ባህጊ ከምዘሎ ገሊፆም።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።