Fana: At a Speed of Life!

ኩባንያ ሲኢኢሲ ቻይና ኣብ ዝተፈላለዩ ኣማራፅታት ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ንምውፋር ባህጊ ከምዘለዎ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኩባንያ ኢነርጂ ኢንጂነሪንግ ኮርፖሬሽን(ሲኢኢሲ) ቻይና ኣብ ዝተፈላለዩ ኣማራፅታት ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ንምውፋር ባህጊ ከምዘለዎ ገሊፁ።

ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ኢትዮጵያ ኣክሊሉ ታደሰ፥ ምስ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ እቲ ኩባኒያ ዘቲዮም።

እቶም ሓለፍቲ ኣብቲ መድረኽ ዘተ፥ ሓደሽቲ ፓርክታት ኢንዱስትሪ ብምህናፅ፣ እታዎታት ህንፃን ናውቲታት ኤሌክትሪካል ብምፍራይ ከምኡወን ኣብ ካልኦት ዓውድታት ኢንቨስትመንት ንምውፋር ዘለዎም ትልሚ ኣቕሪቦም።

ኣይተ ኣክሊሉ ታደሰ ብግደኦም፥ ምስቲ ኩባኒያ ብሓባር ንምስራሕ እቲ ኮርፖሬሽን ድልዊ ከምዝኾነ ምርግጋፀም ኣብቲ ኮርፖሬሽን ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.