Fana: At a Speed of Life!

ኩልና ኢትዮጵያን ካብ ግምባር ክሳብ ደጀን ሰራዊት ኢትዮጵያ ኢና – ነበርቲ ዞባ ሃላባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ )ነበርቲ ደቡብ ክልል ዞባ ሃላባ ንግብረ ራዕዳውያን ህወሓትን ሸኔን ዝኹንን ሰልፊ ኣካይዶም።

እቶም ሰልፈኛታት ግብረ ራዕዳውያን ህወሓትን ሸኔን ንኹንንነ!!

ኦድ ኣእታውነት ወፃኢ ብዝተሓባበረ ቅልፅምና ክነፍሽሎ ኢና!

ኩልና ኢትዮጵያን ካብ ግምባር ክሳብ ደጀን ሰራዊት ኢትዮጵያ ኢና!

ብሔራዊ ረብሓናን ሃገራዊ ሉኣላውነትናን ይከበር!!

ዝብሉ ጭርሖታት ተሓንጊጦም ኣብ ከተማ ቁሊቶ ድሙቕ ሰላማዊ ሰልፊ እናገበሩ ከምዝኾኑ ካብ ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ክልል ደቡብ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.