Fana: At a Speed of Life!

ኩልና ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኢና – ነበርቲ ከተማ ጎዴ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበርቲ ከተማ ጎዴ ንሰራዊት ምክልኻል ዘለዎም ድጋፍ ብሰላማዊ ሰልፊ ገሊፆም።

ኣብ ዝተፈላለዩ ከተማታት ክልል ሶማሌ ንሰራዊት ምክልኻል ዝድግፉ ሰላማዊ ሰልፊታት ዝተኻየዱ እንትኾኑ፥ ነበርቲ ከተማ ጎዴ “ኩልና ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኢና” ክብሉ ዘለዎም ድጋፍ ገሊፆም።

ኣብቶም ሰላማዊ ሰልፊታት፥ ኣብ ጎኒ ሰራዊት ምክልኻል ኢና፣ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዳግም ክምለስ ኣይንፈቅድን፣ ዝብሉ ጭርሖታት ብምስማዕ ኣብቲ ክልል ዝርከባ ዞባታት ሰላማዊ ሰልፊ ተኻየዱ መራኸቢ ሓፋሽ ሶማሌ ፀብፂቡ።

ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.