ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ጎስጓስ ሰሙን ፈላማይ ልምዓት ቁልዕነት ኣጀሚረን
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ጎስጓስ ሰሙን ፈላማይ ልምዓት ቁልዕነት ኣጀሚረን።
እቲ ጎስጓስ “ህፃናት ተስፋ ፅባሕ ንኣዲስ ኣበባ” ዝብል መሪሕ ሓሳብ ዘለዎ ከምዝኾነ ተገሊፁ።
ኩለመዳይ ለውጢ ኢትዮጵያ ንምርግጋፅ ርኡይ ግደ ዝህልዎ ስራሕቲ ቅድመ ምድላው መርሃ ግብሪ ፈላማይ ልምዓት ቁልዕነት ምዝዛሞም ተዛሪበን።
ትግበርኡ ናብ ዝለዓለ ብርኪ ንምሽግጋር ዘኽእል ናይ ሓደ ሰሙን ከተማዊ ጎስጓስ ሎሚ መዓልቲ ምጅማሩ አውን እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየአን ኣፍሊጠን።
እቲ መርሃ ግብሪ ካብ ጥንሲ ጀሚሩ ክሳብ 6 ዓመት ዘሎ ህፃን ጠመተ ብምግባር ዝስራሕ ኢዩ ኢለን።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።