Fana: At a Speed of Life!

ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ክረምታዊ መርሃ ግብሪ ወለንታዊያን ሕድሳት ኣባይቲ ኣጀሚረን

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ክረምታዊ መርሃ ግብሪ ወለንታዊያን ሕድሳት ኣባይቲ ኣጀሚረን።

እቲ መርሃ ግብሪ ኣብ ከፍለ ከተማ ልደታ ወረዳ 1 በልሙድ “ቆርቆሮ ሰፈር” ተባሂሉ ኣብ ዝፅዋዕ ኢዩ ተጀሚሩ።

ኣብቲ ከባቢ ዘሎ መንበሪ ኣባይቲ ንመንበሪ ምቹእ ብዘይምዃኑ ሕብረተሰብ ንውሕ ንዝበሉ እዋናናት ቅርታታት ሰናይ ምምሕዳር የልዕል ከምዝነበረ ተገሊፁ።

ስለዝኾነ ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ክረምታዊ መርሃ ግብሪ ወለንታዊያን ዘበናዊ ሕድሳት ኣባይቲ ኣብቲ ሰፈር ኣጀሚረን።

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.