Fana: At a Speed of Life!

ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ዝተረኸባሉ ኣብ 60 መዓልቲታ ዝተሰርሑ ሰብ ተኮር ፕሮጀክታት ይምረቑ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ዝተረኸባሉ ኣብ 60 መዓልቲታ ዝተሰርሑ ሰብ ተኮር ፕሮጀክታት ስነ-ስርዓት ምረቓ ይካየድ ኣሎ።

ኣብቲ ስነ-ስርዓት ምረቓ÷ ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ሓዊሱ ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ጨንፈር ኣዲስ ኣበባ ኣይ መለስ ኣለሙ፣ ሓለፍቲ ስራሕ ከተማን ክፍለ ከተማን ከምኡ እውን ኣብቲ ክፍለ ከተማ ዝርከቡ ዝተፈላለዩ ክፋላት ሕብረተሰብ ተረኺቦም፡፡

ሎሚ መዓልቲ ካብ ሞንጎ ዝተመረቑ ፕሮጀክታ ህንፃ እቲ ምምሕዳር ሓዊሱ ኣብ ውሽጢ 60 መዓልቲታት ዝተሳለጡ ኣብ ሰብ ዘድሀቡ ፕሮጀክታት ይርከቡዎም፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.