Fana: At a Speed of Life!

ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ እናተሰርሑ ዝርከቡ ዝተፈላለዩ ፕሮጀክታ ተዓዚበን

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ እናተሰርሑ ዝርከቡ ዝተፈላለዩ ፕሮጀክታ ተዓዚበን።

ዑደት ካብ ሞንጎ ዝተገበረሎም ፕሮጀክታት ኣብ ከይዲ ህንፀት ዝርከበወ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ኮልፌን ማእኸል መፍረዪ ሕርሻ ኮልፌን ይርከቡዎ።

ካብዚ ብተወሳኺ ኣብታ ከተማ ኣብ ምህናፅ ዝርከቡ ማእኸላት ዕዳጋ፣ ዝተፈላለዩ ስራሕቲ ፕሮጀክታት መገዲን ካልኦት ህንፀታትትን ዝርከቡሉ ደረጃ ተዓዚበን።

ብሳሙኤል ወርቃየሁ

#Ethiopia

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.