Fana: At a Speed of Life!

ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ብምኽኒያት ልምዓት ንዝተልዓሉ ነበርቲ ተባሂሎም ኣብ ዝተሃነፁ ኣባይቲ ዑደት ኣካይደን

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ብምኽኒያት ልምዓት ንዝተልዓሉ ነበርቲ ተባሂሎም ኣብ ዝተሃነፁ ኣባይቲ ዑደት ኣካይደን።

እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየአን ኣብ ዘመሓላለፍኡ መልእኽቲ፥ እቶም ኣባይቲ ማይ፣ መብራህቲ ወዘተ ዝተሃነፅሉ ኢዩ ኢለን።

ንስራሕ ዕድል ዝኸውን ሼዳት፣ ጣቢያታት ጥዕና፣ ሹቓት ንግዲ ከምኡውን ኣብያተ ትምህርቲ ዘለዎ መንደራት መንበሪ ከምዝኾነ እውን ገሊፀን።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.