Fana: At a Speed of Life!

ከንቲባ ኣዳነች ኣበቤ መበል ራብዓይ ፓትርያርክ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተ ክርስቲያን ኢትዮጵያ ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ መርቆሬዎስ ብምዕራፎም ዝተሰመዐን ሓዘን ገሊፀን

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣበቤ መበል ራብዓይ ፓትርያርክ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተ ክርስቲያን ኢትዮጵያ ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ መርቆሬዎስ ብምዕራፎም ዝተሰመዐን ሓዘን ገሊፀን።

እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየአን፥ ብዜና ዕረፍቲ ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ መርቆሬዎስ ዝተሰመዐን ዓሙይቕ ሓዘን ብባዕለንን ብስም ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባን ገሊፀን።

ፈጣሪ፥ ነብሲ ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ መርቆሬዎስ ኣብ ኣፀደ ገነት ንከንብሮ እምነ እውን ኢለን።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.