Fana: At a Speed of Life!

ከንቲባ ኣዳነች ብምኽኒያት ልምዓት ካብ መረበቶም ንዝተልዓሉ ነበርቲ ኣባይቲ ኣረኪበን

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣበቤ ብምኽኒያት ልምዓት ካብ ከባቢ “ፍል ውሃ” መረበቶም ንዝተልዓሉ ነበርቲ ኣባይቲ ኣረኪበን።

እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየአን፥ ሎሚ መዓልቲ 200 ኣባይቲ ንነበርቲ ጉለሌ ፣ ኣራዳን ልደታን ኣረኪብና ኢለን።

ከምኡውን 525 ኮንዶሚኒየም ገዛ፣ ንሰብ ዋና ውልቀ ትሕዝቶ 1 ነጥቢ 1 ቢሊየን ብር ካሕሳን 5 ነጥቢ 6 ሄክታር መተካእታ መሬትን ከምዘረከባ ገሊፀን።

“ፀገም ነበርቲ ደረጃ ብደረጃ ብምቕራፍ ኩሉ ብፍትሓውነት ተረባሒ ዝኾነላ ከተማ ምህናፅ ክንቅፅለሉ ኢና” ኢለን።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.