Fana: At a Speed of Life!

ከንቲባ ኣዳነች ምስ ምክትል ፕሬዚዳንት ባንኪ ዓለም ኣብ ምብራቕን ደቡብን ኣፍሪካ ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 መጋቢት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ምስ ምክትል ፕሬዚዳንት ባንኪ ዓለም ኣብ ምብራቕን ደቡብን ኣፍሪካ ቪክቶሪያ ክዋክዋ ተዛቲየን።

ኣብ ዘተአን ኣብ ጉዳያት ልምዓት፣ ደቂ ኣንስትዮ ኣብ ምንቃሕን ምትሕብባር ብዝበለፀ ምጥንኻር ኣብ ዝከኣለሉ ኩነታትን ምልዛበን ኣፍሊጠን።

#Ethiopia

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.