Fana: At a Speed of Life!

ከንቲባ ኣዳነች ህንፀት ኢንተርናሽናል ስታዲየም ኣቃቂ ዑደት ገይረን

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ከንቲባ ኣዳነች ኣበቤ ህንፀት ኢንተርናሽናል ስታዲየም ኣቃቂ ዑደት ገይረን።

ከይዲ ህንፀት እቲ ስታዲየም፣ ሃድሶ ደቂ ኣኒስቲዮን ካልኦት ፕሮጀክታትን ተዘዋዊረን ርእየን።

እቶም ፕሮጀክትታት ኣብ ከይዲ ህንፀት ንብዙሓት ነበርቲ ዕድል ስራሕ ዝፈጠሩ ከምዝኾኑ ተዛሪበን።

ስለዝኾነ ጠመተ ሂብና ካብ እንከታተሎም ስራሕቲ ብቐዳምነት ዝጥቀሱ ኢዮዮም ኢለን።

#Ethiopia

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.