Fana: At a Speed of Life!

ከንቲባ ኣዳነችን ወ/ሮ ሙፈሪሃትን ኣብ ፋብሪካ  ለሚ እንጀራ ዑደት ገይረን

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣበቤን ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ወ/ሮ ሙፈሪሃት ካሚልን ኣብ ፋብሪካ  ለሚ እንጀራ ዑደት ገይረን።

ኣብቲ ፋብሪካ ዕድል ስራሕ ንዝረኸባ ደቂ ኣኒስቲዮ ኣተባቢዐን።

እቲ ፋብሪካ ንደቂ ኣኒስቲዮ ዕድል ስራሕ ካብ ምፍጣሩ ብተወሳኺ ፅርየቱ ዝሓለወ ፍርያት ምቕራቡ እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየአን ገሊፀን።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.