Fana: At a Speed of Life!

ከተማ ቢሾፍቱ ኣጋይሽ በዓል ኢሬቻ ሆራ ኣርሰዴ ትቕበል ኣላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ከተማ ቢሾፍቱ ፅባሕ ንዝኽበር በዓል ኢሬቻ ሆራ ኣርሰዴ ንምኽባር ካብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት እታ ሃገር ዝመፅኡ ኣጋይሽ ትቕበል ኣላ።

ተዘዋዊርና ዘዘራረብናዮም ኣኽበርቲ እቲ በዓል፥ ተምሳሌት ሰላም፣ ፍቕሪን ሓድነትን ዝኾነ በዓል ኢሬቻ ብባህላዊ ክዳውንቲ ደሚቖምን ተመላኺዖምን ምስ ካልኦት ብሄር ብሄረሰባት ኮይኖም ንምኽባር ከምዝተዳለዉ ገሊፆም።

ብትዝታ ደሳለኝ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.