Fana: At a Speed of Life!

ከተማ ሶሮቃ ዳግም ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ረኺባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዝነበረ ጎንፂ ኣብ መሰረተ ልምዓት ኤሌክትሪክ ብብምኽንያት ዝበፅሐ ዕንወት ኣብ ከተማ ሶሮቃ ተቛሪፁ ዝነበረ ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ዳግም ኣገልግሎት ተመሊሱ።

ኣብ ሶሮቃን ከባቢኣን ንክልተ ዓመት ተቋሪፁ ዝነበረ ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ዳግም ተመሊሱ ዘሎ÷ ስራሕቲ ፅገና ማእኸላይን ታሕተዋይን መስመር ኤሌክትሪክ ብምዝዛሙ ከምዝኾነ ካብ ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrgna

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.