Fana: At a Speed of Life!

ከተማዊ ውፅኢት ፈተና ሻምናይ ክፍሊ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባላት ላዕለዋይ ካውንስል ቢሮ ትምህርቲ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣብ መሕለፊ ውፅኢት ፈተና ሻምናይ ክፍሊ ብምዝታይ መሕለፊ ነጥቢ ዕላዊ ገይሮም።

ብመሰረት እዚ መሕለፊ ነጥቢ 50 እንትኸውን፥ ንጉድኣት ኣካላት ተምሃሮ ድማ 45 ንክኸውን ብሙሉእ ድምፂ ፀዲቑ።

ተምሃሮ ነፂ ጠነግ https://aa.ministry.et/#/result ብምጥዋቕ መፍለዪ ቁፅሪን ሽምን ብምእታው ውፅኢቶም ክርእዩ ከምዝኽእሉ ኣብቲ ቢሮ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.