Fana: At a Speed of Life!

ከተማታት ክልል ኦሮሚያ ሕቶ ህዝቢ መሰረት ዝገበረ ልምዓት ንክህልወን ይስራሕ ከምዘሎ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ከተማታት ክልል ኦሮሚያ ሕቶ ህዝቢ መሰረት ዝገበረ ልምዓት ንክህልወን ይስራሕ ከምዘሎ ኣፈ ጉባኤ ጨፌ ኦሮሚያ ሰዓዳ ዓብዱረህማን ገሊፀን።

ኣብ ከተማ ሞጆ ብልዕሊ 360 ሚሊየን ብር ዝተሃነፁ ፕሮጀክትታት ልምዓት ማሕበራዊን ኢኮኖሚን ሎሚ ንኣገልግሎት ክፍቲ ከምዝኾኑ ግዜኢ ፀብፂቡ።

እተን ኣፈ ጉባኤ፥ ምዕባለን ፅባቐን እተን ከተማታት ዝረጋገፅ ብዝርገሐ መሰረተ ልምዓትን ብዘፈልፈልኡ ኣታዊን ብምዃኑ ሞጆ ዝፈለመቶ ስራሕቲ ልምዓት ኣጠናኺራ ንክትቅፅል ኣተሓሳሲበን።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.