Fana: At a Speed of Life!

ከተማታት ኣዲስ ኣበባን ኣትላንታን ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ሓቢረን ንምስራሕ ተስማዕሚዐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ከተማታት ኣዲስ ኣበባን ኣትላንታን ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ሓቢረን ንምስራሕ ተስማዕሚዐን።

ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣበቤ መስ ከንቲባ ኣትላንታ ኣንድሬ ዲከንስን ልኡኾምን ዘቲየን።

ከልቲአን ከተማታት ዘሎ ኢኮኖሚያዊን ባህላዊን ርክብ ንምጉልባት ዘኽእል ዘተ ከምዝተገበረ ተገሊፁ።

እዚ ድማ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኢንቨስትመንት ንምስፋሕ ዕድል ዝፈጥር ከምዝኾነ ተሓቢሩ።

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.