Fana: At a Speed of Life!

ኦፌኮ መበል ካልኣይ ስሩዕ ጉባኤኡ የሳልጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ፌደራሊስት ኮንግረንስ ኦሮሞ (ኦፌኮ) መበል ካልኣይ ስሩዕ ጉባኤኡ የሳልጥ ኣሎ።

እቲ ጉባኤ ነክልተ መዓልታት ክካየድ ኢዩ ተባሂሉ።

ኣብቲ መድረኽ ካብ ዝተፈላለያ ዞባታት ክልል ኦሮሞ ዝተውፃእፅኡ ኣባላትን ሓለፍቲ እቲ ፓርቲ ይሳተፉ ኣለዉ።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.