Fana: At a Speed of Life!

እዚ ቃልሲ ናይ መላእ ፀለምቲ ህዝቢታት ቃልሲ ኢዩ – ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)እዚ ቃልሲ ናይ መላእ ፀለምቲ ህዝቢታት ቃልሲ ከምዝኾነ ቀዳማይ ሚኒስትር  ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም።

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ መልእኽቶም÷ “ፀለምቲ ህዝቢታት ናይ ባዕልና ታሪኽ፣ ባህሊ፣ መንነትን ክብሪን ከይህልወና ኮነ ተባሂሉ ዝግበር ርእሲ ናይ ምድናን ቃልሲ ኢዩ” ኢሎም።

ንኢትዮጵያ ብምብርካኽ ፀለምቲ ህዝቢታት ንምሕፋር ሓዱሽ ኣርዑት መግዛእቲ ንምፅዓን ዝግበር ሽርሒ ኢዩ።

እዚ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ዝተኸፈተ ወፍሪ፣ ንኢትዮጵያ ብምብርካኽ ፀለምቲ ህዝቢታት ተምሳሌት ሰዓራይነትን ናፅነትን ከይረኽቡ ዝተኸፈተ ወፍሪ ከምዝኾነ ኣዘኻኺሮም፡፡

“ንፀለምቲ ህዝቢታት ክብሪን ልዕልናን ክትብሉ፣ ብመንፈስ ፓን ኣፍሪካ፣ ኩሉኹም ፀለምቲ ህዝቢታት፣ ምስ ኢትዮጵያ ጠጠው ክትብሉ ጻውዒተይ የቕርብ” ክብሉ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ገሊፆም።

ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.