Fana: At a Speed of Life!

እዋን ምዝገባ ሕፁያት ዝተናወሐለን ክልላት ብዝምልከት ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ መግለፂ ሂቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) እዋን ምዝገባ ሕፁያት ዝተናወሐለን ክልላት ብዝምልከት ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ መግለፂ ሂቡ

ብመሰረት እዚ፥ ብሔራዊ ክልላዊ መንግስቲ ዓፋር፣ ኣማራ፣  ሲዳማ፣ ደቡብ ብ/ብ/ሕዝብታትን፣ ሶማሌ ካብ 05 ክሳብ 14 ለካቲት 2013 ዓ.ም ንምዝገባ ሕፁያት ዝውዕሉ ናውቲታት ናይ ምጉዕዓዝን ንኣፈፀምቲ ምዝገባ ሕፁያት ስልጠና ዝወሃበሉን ጊዘ ከምዝኾነ ተገሊፁ።

15 ክሳብ 26 ለካቲት 2013 ዓ.ም ድማ ምዝገባ ሕፁያት ዝፍፀመሉ እዋን ከምዝኾነ እቲ ቦርድ ወሲኑ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.