Fana: At a Speed of Life!

እንግሊዝ ኣብ ኢትዮጵያ ዘለዋ ተሳትፎ ኢንቨስትመንት ክብ ንምባል ትሰርሕ ኣላ – ኣምባሳደር ዳረን ዌልች

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)እንግሊዝ ኣብ ኢትዮጵያ ዘለዋ ተሳትፎ ኢንቨስትመንት ክብ ንምባል ትሰርሕ ኣላ ክብሉ ኣምባሳደር አንግሊዝ ኣብ ኢትዮጵያ ዳረን ዌልች ገሊፆም።

ኣምባሳደር ዳረን ዌልች፥ ኢትዮጵያን እንግሊዝን ንብዙሓት ዓማውቲ ዝፀንሐ ክልቲኣዊ ርክብ ከምዘለወን ተዛሪቦም።

ክልቲአን ሃገራት ታሪኻዊ ኣብ ዝበሃል ክልቲኣዊ ርክብ ኣብ ኣወንታዊ ይኹን ፈታኒ እዋን ብፅቡቕ ሕውነትን ጠንካራ መትሕብባርን ምቕፃለን ተዛሪቦም።

ዲፕሎማሲያዊ ርክብ ክልቲአን ሃገራት ኣብ ምክብባር ዝተደረኸ ከምዝኾነ ብምግላፅ፥ እቲ ርክብ ኣብ ብዙሓት ዓውድታት ዝተመስረተ ከምዝኾነ ገሊፆም።

እቲ ዘሎ ርክብ ንምጥንኻር ዓሊሙ እንግሊዝ ኣብ ኢትዮጵያ ዘለዋ ተሳትፎ ኢንቨስትመንት ክብ ንምባል ትሰርሕ ከምዘላ ኣብሪሆም ክብል ግዜኢ ፀብፂቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.